ማሕበርና
እዚ ማሕበር ትምሃሮ፣ ሙሩቓትን በዓል ሞያታትን ዝሓቆፈ እዩ።
ማሕበርና
እዚ ማሕበር ትምሃሮ፣ ሙሩቓትን በዓል ሞያታትን ዝሓቆፈ እዩ።
ናይ ኢንተርፕርዩነርሽፕ ወይም ኣመሰራርታ ተሞክሮታት(Herausforderung Unternehmertum)
እዚ ፕሮጀክት ወይም ውጥን Allesrechtens.de ብናይ ጀርመን ቊጠባ ትካል ን ሀይንዝ ኒክስዶርፍ ትካል ረደኤትን ዝሕገዝ ኮይኑ፤ ኣብ መጀመርያ ዓመት ናይ እዚ ፕሮጅክት ኣብ ትሕቲ እዞም ትካላት ኮይና ናይ ገንዘብን ናውቲን ደገፍ እናተውሃበና ሰሪሕና ኢና። እዚ ዕድል ምስ ወፃእተኛታትን ስደተኛታትን ዝተሓሓዙ ናይ ሕጋዊ ምኽሪታት ሓበሬታ ወሃብቲ ንክንዓብን ብተወሳኺ ካብ sdw መርበብ ናይ ምስፍሕፋሕን ፍልጠታትን ቐሲምና ኢና።
Nicole Ehlers
Tian Shum
Sophia Ruiz
Olga Milanin
Florian Gareis
Filiz Günyar
Elias Saalmann
Paul Förderreuther