ፍቶታዊ ሓገዝ

ናይ ምስራሕ ተወፍፋይነት ዘለዎም ፍቓደኛታት ኣብ ፕሮጀክትና ዓብዪ ቑቡልነት ኣለዎም። ምስ ዉፍያት ተምሃሮን መንኣሰይ በዓል ማያታትን ኾይኑ ን ስደተኛታት ምስቲ ናይቲ ዓዲ ስርዓት ክወሃዱ ናይ ምርዳእ ወይም ምሕጋዝ ድልየት ዘለዎ ውልቀስባት  ኣብ ዝኾነ ሰዓት ክረኽበናን ብኢሜል ኣቢሉ ከመልክት ወይም ክምዝገብን ይግባእ።

ብ ምስቱርጋምን ወይም ሕቶታት ብምምላስን ክርድኡና ዝኽእሉ ፍቓደኛታት ንደሊ ኢና።ኣብ ኣፕና/ via our app ዝመፁ ሕቶታ ምቕባልን ኣብ ገዛኦም በዚ ኣፕና/via our app ኣቢሎም መልሲ ምሃብን እቶም ዋና ዕማማት እዮም።ብተወሳኺ ናይ ኢንግሊዝኛ ፤ዓረብኛ፤ራሽኛ፤ፋርሲ፤ኡርዱ ን ትግርኛን መቶርጎምቲ ንደሊ ኢና፤

ይፅሓፉልና! bewerbung@allesrechtens.de

ሓገዛት

ባዕልም ክሕግዙና እንድሕር ዘይኽእሉ ነገር ግን  ብ ንቐፃሊ ነፃ ድሕርገፅን ኣፕን ንምቕራብ ዝረድኣና ናይ ገንዝብ ወፈያ ኣቢሎም ክሕግዙና ይኽእሉ

ገንዘብ ከወፍዩ ንዝደልዩ እኩል ሓበሬታ ንምርካብ ናብዚ ዝስዕብ ኢሜል ይፅሓፉልና  spenden@allesrechtens.de