ቋንቋኻ ምረጽ

Deutsch

Willkommen

English

Welcome!

Arabic

ترحيب

Persian

خوش آمد

Urdu

استقبال

Russian

Добро пожаловать

Tigrinya

ናብ ሃምበርግ እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም

Allesrechtens.de ዕቑብተኛታትን ስደተኛታትን ኣብ ዝነብርሉ ኣከባቢ ትክክለኛ ዝኾነ ጠበቓ ወይም ሕጋዊ ሓገዝ ንክረክቡ ይሕግዝ ። ጠቐምቲ ዝኾኑ ሓበሬታት ብዛዕባ ናይ ስራሕ ሰዓታት ፣ ቋንቋታትን ናይ ምኽሪ ኣገልግሎትን ንህብ። ዕቑብተኛታትን ስደተኛታትን ኣየናይ ማመልከቻ ባዕሎም ከቕርቡ ከምዝክእሉ መዓዝ ከ ናይ ጠበቓ ሓገዝ ከምዘድልዮም ሓበሬታ ንክረክቡ ንሕግዝ። ስለ ዕቑባን ተሞርኪዞም ብዕቑብተኛታትን ስደተኛታትን ዝለዓሉ ሕቶታት ፍታሕ ንክረክቡ ካብ ክፍሊት ነፃ ዝኾነ ናይ ሓበሬታ ኣገልግሎታት ድማ ንህብ።