Migrationsrecht.net - ናይ ጠበቓታት፣ሓደሽቲ ዜናታት ብኣውሮፓን ጀርመንን ዝግበሩ ናይ ሕጊ ለውጥታትን ውሳነታትን ዝርዝራት ይህብ።
Fz-hh.de - ናይ ሃምበርግ ናይ ስደተኛታት ማእኸል ድሕረገፅ ኾይኑ ብዛዕባ ናይ ወፃእተኛታት ን ዑቕባንን ሕጊ ዝተመስረቱ ሕቶታት መረዳእታ ን ናይ ጀርመንኛ ቋንቋ ስልጠናታትን ናይ ሓገዝ ግልጋሎታት ዝህብ እዩ።
Angehoert.org - ናይ ዑቕባ ምልክታ ቅጥዕታት ን ብዛዕባ ፍሉይ ዝኾነ ናይ ሕጊ ተሞክሮ ሓበሬታ ምሃብ።
W.I.R - ስደተኛታት ስራሕ፣ትምህርቲን መፅናዕትታትን ዘካይድሉ መንገዲ ምትእልላሽ።
Refugee Law Clinic - ናይ ሃምበርግ ዩኒቨርስቲ ስደተኛ ተምሃሮ ናይ ሕጊ ልምድታት ዝቐስሙሉ ዕድላት ንስደተኛታት ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ይህቡ። ናስራሕ ሰዓታት ረቡዕ ካብ 14.00 – 17.00 ኣብ Welt*RAUM (Kleiner Schippsee 22) ን ሓሙስ ካብ 15.00 – 18.00 ኣብ Thalia Theater Gaußstraße (Gaußstraße 190).
Bucerius Law School - ምስ ዲያኮኒ ሃምበርግ(Diakonie Hamburg) ብምዃን ቡርሶርየስ (Bucerius) ናይ ሕጊ ቤት-ትምህርቲ ይህብ።ዳይ (Die) ተምሃሮ ናይ ሕጊ ልምድታት ዝቐስሙሉ ዕድል ብፉሉይ ብዛዕባ ናይ ማሕበራዊ፤ ወፃእተኛታት፤ስድራቤትን ስራሕ ናይ ምቑፃር ሕግታት ኣመልኪቱ ደገፍ ይህብ።
BAMF - ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ ናይ ምዝውዋርን ስደትን ፌደራል ቢሮ (BAMF) ናይ ዑቕባን ወፃእተኛታትን ሓገዛት ጉዳይ ኣመልኪቱ ሓበሬታ ይህብ።ኣብዚ ድሕረገፅ ናይ ዑቕባ ስርዓታት ብዝርዝር ተገሊፆም ይርከቡ።
Wohnbrücke - እዚ ድሕረገፅ ስደተኛታት ኣብ ሃምበርግ ማሕብራዊ ዝኾኑ ሓገዛት ንክረኽቡ ይሕግዝ።
Fluchtpunkt - Fluchtpunkt ኣብ ሃምበርግ ሕጋዊ ምኽሪ ን ብዛዕባ ሓደሽቲ ናይ ዑቕባን ወፃእተኛታትን ሕግታት ምምሕሻታት ወይም ለውጥታትን ሓበሬታ ዝህብን እዩ።
We Inform - እዚ ድሕረገፅ ብዛዕባ ኣብ ሃምበርግ ናይ ዝርከቡ ስደተኛታት ሰፊሕ ዝኾነ ሓበሬታ ብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት ኢንግሊዝኛ፣ጀርመንኛ፣ፈረንሳይኛ፣ዓረብኛ ፣ፋርሲ ፣ከርዲሽ ን ትግርኛ ይህብ።
Arbeitsagentur - ኣብዚ ድሕረገፅ እዚ ኤጀንሲ ንስደተኛታት ናይ ስራሕ ዕድል ን ትሕቲ ዕድመ ደቆም ካብ መንግስቲ ሓገዝ ዝረኽብሉ መንገዲታ ብ ኢንግሊዝኛ፣ጀርመንኛ፣ፈረንሳይኛ፣ዓረብኛን ፋርሲን ሓብሬታ ይህብ ።
Café Exil - The Café Exil ኣብ ሃምበርግ ዑቕባን ደለይቲ ሓጺር ናይ ሓበሬታ መግለፂ ብ ኢንግሊዝኛ፣ጀርመንኛ፣ፈረንሳይኛን ዓረብኛን ኣዘጋጅዩ ኣሐቲሙ እዩ።