ኣብዚ ስዒቦም ኣብ ሃምበርግ ዝርክቡ ናይ ወፃእተኛታትን ዑቕባን ሕጊ መማኸርቲ ጠበቓታት ተጠቒሶም ይርከቡ።ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ካብ ክፍሊት ነፃ እዩ ነገር ግን ኽሲ ፈፂሞም ናይ ምሽናፍ ዓቕሞም ዝለዓለ እንተኾይኑ ሕጋዊ ሓገዝ ክሓቱ ይኽእሉ እዮም።ቕድሚ ንጠበቓ ምምኻር ቕድምያ ምስ ሕጋዊ ሓገዝ ኣካል ምርኻብ ይምክር። ነገርግን ንህጹጽ ጉዳይ ናብዞም ዝስዕቡ ኣካላት ሽዑ ን ሽዑ ምምኻር ይግባእ።
ናይ ምክሪ ኣገልግሎት ብስልኪ ወይም በኢንተርኔት ተይኾን ብኣካል ብቻ ዝወሃብ ኾይኑ ከሙእውን ኩሉ ናይ ዶኩመንት ሰነድ ኣብ ቆፀሮ ሰዓት ሒዝካ ምርካብ ብጣዕሚ ጠቓሚ እዩ።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ናብ ዝስዕብ ኢሜል ይፅሓፉልና info@allesrechtens.de