ኣብ ሞንጎ ናይ ውፃእተኛታት ዑቕብተኛታትን ሕጊ ዘሎ ኣፈላላይ ታይ እይ? By Sophia Ruiz Posted 25. September 2016 In ኣብ ሞንጎ ናይ ውፃእተኛታት ዑቕብተኛታትን ሕጊ ዘሎ ኣፈላላይ ታይ እይ?2016-09-252016-09-25https://allesrechtens.de/wp-content/uploads/2016/08/ar-logo-rgb-white-padding.pngAllesrechtens.dehttps://allesrechtens.de/wp-content/uploads/2016/08/ar-logo-rgb-white-padding.png200px200px 0 ናይ ወፃእተኛታት ሕጊ ስለ ናብ ጀርመን ዝኣትዩን ኣብ ጀርምን ዝንብሩ ና ጀርመን ዜግነት ዘይብሎም ወፃእተኛታት ዝግደስን ናይ መኖርያ፣ ስራ ፍቓድ ዝረኽብሉ ዕድላትን ን ማሕብራዊ ሓገዛትን ። ናይ ዑቕባ ሕጊ ምስ ናይ ስደተኛታት ደረጃን ናይ መንበሪ ፍቓድን ዝተትሓሓዙ ጉዳያትን ዝቆፃፀ እዩ። Sophia Ruiz