ናይ መንበሪ ግዴታታት እንታይ እዮም? By Sophia Ruiz Posted 25. September 2016 In ናይ መንበሪ ግዴታታት እንታይ እዮም?2016-09-252016-09-25https://allesrechtens.de/wp-content/uploads/2016/08/ar-logo-rgb-white-padding.pngAllesrechtens.dehttps://allesrechtens.de/wp-content/uploads/2016/08/ar-logo-rgb-white-padding.png200px200px 0 ናይ ዑቕባን ሓተቲ እስካብ ናይ ዑቕባን ሕቶኦም መልሲ እስካብ ዝረክብ ካብ ዝተፈቐደሎም ቦታ ክወፁ ኣይፍቀደሎምን እዩ ካብ ጃንዋሪ 1 2015 ጀሚሩ ናይ ዑቕባን ሓተቲን ንዞም መመዘኒታት ዘማላኡ ውልቀሰባትን ሰለስተ ኣዋርሕ ናይ መንበሪ ግዴታታት ይወሃቦ።እንድሕር ካብቲ ዝተፈቕደሎም ኣካባቢ ወፂኦ ድማ ናይ ክፍያ ቕፅዓትን ናብቲ ቦታ ንኽምለሱን ይግብር ። Sophia Ruiz